ኤርትራን ኣሜሪካን "ኣድማዒ" ዘተ ኣካይደን ተባሂሉ። (ጸብጻብ)

ኤርትራን ኣሜሪካን "ኣድማዒ" ዘተ ኣካይደን ተባሂሉ። (ጸብጻብ)

July 19, 2026 · 9 min

About this episode

The episode discusses the diplomatic relations and security issues involving Eritrea, Egypt, and Somalia, featuring insights from Dr. Debretsion.

ኤርትራ፣ ግብጽን ሶማልን ኣብ ጉዳይ ዞባዊ ምትእስሳር ብዛዕባ ጸጥታ ቀርኒ ኣፍሪቃ ተዛትየን። መራሒ ሱዳን ኣብ ኤርትራ ምብጻሕ ኣካይዱ ኣብ መንጎ መራሕቲ ትግራይን ፌደራልን ዝግበሩ ዘለዉ ዲፕሎማስያዊ ጻዕርታት 'ግዜ መግዝኢ' እዮም ክብል ዶክተር ደብረጽዮን ተዛሪቡ። ኣብቲ ክልል ናይ መኸተ ምድላዋት ሓይሉ ከም ዝቕጽል ውን ኣፍሊጡ። ኣብ ትግራይ "ግፋ ደው ይበል፡ ሰላም ይንገስ" ብዝብል መሪሕ ቃል ኣንጻር ንትግራይ ዘመሓድር ዘሎ መሪሕነት ሰልፊ ተኻይዱ።

More episodes of SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

Explore listener stats, chart rankings, contacts and more on the SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ podcast page.