
Insights from recent episode analysis
Audience Interest
Podcast Focus
Publishing Consistency
Platform Reach
Insights are generated by CastFox AI using publicly available data, episode content, and proprietary models.
Most discussed topics
Brands & references
Total monthly reach
Estimated from 1 chart position in 1 market.
By chart position
- 🇰🇪KE · Daily News#175500 to 3K
- Per-Episode Audience
Est. listeners per new episode within ~30 days
150 to 900🎙 Daily cadence·1,000 episodes·Last published yesterday - Monthly Reach
Unique listeners across all episodes (30 days)
500 to 3K🇰🇪100% - Active Followers
Loyal subscribers who consistently listen
200 to 1.2K
Market Insights
Platform Distribution
Reach across major podcast platforms, updated hourly
Total Followers
—
Total Plays
—
Total Reviews
—
* Data sourced directly from platform APIs and aggregated hourly across all major podcast directories.
On the show
From 26 epsHost
Recent guests
Recent episodes
ብራዚል ኣብ ጉጅለ C ቀዳማይ ተራ ተሰሪዓ ነይማር ኣብ ጸወታታት ኣውዲቕካ ምሕላፍ ከተስልፎ ትቕርቦ; (ጽሟቕ ጸብጻብ መዓልቲ 14 ዋንጫ ዓለም ፊፋ 2026)
Jun 25, 2026
Unknown duration
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስት SBS ትግርኛ (25 ሰነ 2026)
Jun 25, 2026
Unknown duration
"ኣብ ሲቪላዊ ትካላት ዝተዋፈሩ ኣባላት ሃገራዊ ኣገልግሎት፡ ሓድሽን ኣዝዩ ዝለዓለን ደሞዝ ተገይሩሎም።" ሚ/ር ዜና ኤርትራ (ጸብጻብ)
Jun 24, 2026
Unknown duration
Can nature help tackle loneliness? - SBS Examines፥ ተፈጥሮ፡ ጽምዋ ኣብ ምምካት ክሕግዝ ይኽእል ዶ፧
Jun 24, 2026
Unknown duration
ሮናልዶ ኣብ ግጥም ዋንጫ ዓለም ሽዱሽተ ግዜ ሸቶ ዘመዝገበ ናይ ፈለማ ተጻዋታይ ኮይኑ: ጽሟቕ ጸብጻብ መበል 13 ጸወታታት ፊፋ ዋንጫ ዓለም 2026
Jun 24, 2026
Unknown duration
Social Links & Contact
Official channels & resources
Official Website
Login
RSS Feed
Login
| Date | Episode | Topics | Guests | Brands | Places | Keywords | Sponsor | Length | |
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| 6/25/26 | ![]() ብራዚል ኣብ ጉጅለ C ቀዳማይ ተራ ተሰሪዓ ነይማር ኣብ ጸወታታት ኣውዲቕካ ምሕላፍ ከተስልፎ ትቕርቦ; (ጽሟቕ ጸብጻብ መዓልቲ 14 ዋንጫ ዓለም ፊፋ 2026) | ብራዚል ኣብ መስርዕ መድረኽ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ተሰሪዓ ፡ ደቡብ ኣፍሪቃ ታሪኽ ሰሪሓ ፣ ሶኮሩስ ግና ቅድሚ እቲ ምስ ፓራጓይ ትገብሮ ወሳኒ ግጭት ፡ ካልእ ማህሰይቲ ተጻዋታያ ኣጋጠሙዋ ። ጽሟቕ ጸብጻብ መበል 14 መዓልቲ ፊፋ ዋንጫ ዓለም 2026 እዩ ። | — | ||||||
| 6/25/26 | ![]() ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስት SBS ትግርኛ (25 ሰነ 2026) | ን ሎሚ ሓሙስ 25 ሰነ 2026 ዝተዳለወ ናይ ሓደ ሰዓት ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ። | — | ||||||
| 6/24/26 | ![]() "ኣብ ሲቪላዊ ትካላት ዝተዋፈሩ ኣባላት ሃገራዊ ኣገልግሎት፡ ሓድሽን ኣዝዩ ዝለዓለን ደሞዝ ተገይሩሎም።" ሚ/ር ዜና ኤርትራ (ጸብጻብ)✨ | Middle EastOPEC+3 | — | OPEC | ኢማራትስዑዲ ዓረብ+1 | OPECArab countries+3 | — | — | |
| 6/24/26 | ![]() Can nature help tackle loneliness? - SBS Examines፥ ተፈጥሮ፡ ጽምዋ ኣብ ምምካት ክሕግዝ ይኽእል ዶ፧ | In a recent study of LGBTQIA+ asylum seekers and refugees, nature was used not just as a meeting place, but as an environment where participants felt safe without being questioned or judged. - ኣብ ቀረባ ግዜ ዝተኻየደ ሓደ መጽናዕቲ ሓተትቲ ዑቕባን ስደተኛታትን፡ ተፈጥሮ ከም ሓደ መራኸቢ ቦታ ጥራይ ዘይኮነ፡ ተሳተፍቲ ብዘይምትዕዝዛብን ሕቶታትን ድሕነት ዝስምዖም ቦታ ኮይኑ ኣገልጊሉ። | — | ||||||
| 6/24/26 | ![]() ሮናልዶ ኣብ ግጥም ዋንጫ ዓለም ሽዱሽተ ግዜ ሸቶ ዘመዝገበ ናይ ፈለማ ተጻዋታይ ኮይኑ: ጽሟቕ ጸብጻብ መበል 13 ጸወታታት ፊፋ ዋንጫ ዓለም 2026 | ኣገዳሲ ምዕባለ ንሉካ ሞድሪችን ኣዝዩ ኣገዳሲ ዝዀነ ክብረ ወሰን ንክሪስቲያኖ ሮናልዶ ከም ኡውን ጋንታ እንግሊዝ ቅጥቀጥ ዝበለትሉ ጸወታ ናይ ሎሚ ጸብጻብ ዝሓዘ እዩ ። እዚ ጽሟቕ ጸብጻብ መበል 13 ጸወታታት ፊፋ ዋንጫ ዓለም 2026 እዩ ። | — | ||||||
| 6/24/26 | ![]() ሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (24 ሰነ 2026) | ** ዝቕባበ ኣብ ኣውስትራሊያ ትሒቱ... ** ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ንወጻኢ ትልእኮ ነዳዲ ወሲኹ፡... ** ደቡብ ሱዳን፡ ድሕሪ ናጽነታ ንፈለማ እዋን፡ ኣብ ዝመጽእ ዓመት ሃገራዊ መርጫ ክተካይድ ምዃና ተፈሊጡ። | — | ||||||
| 6/23/26 | ![]() The Torres Strait Islander Flag: Land, Sea and People - ባንዴራ፡ መሬት፡ ባሕርን ህዝብን ቶረስ ስትሬት ኢይላንደር | In Australia, you might see three flags flying together: the Australian National Flag, the Aboriginal Flag and the Torres Strait Islander Flag. Aboriginal peoples and Torres Strait Islander peoples are the two distinct Indigenous peoples of Australia, each with their own histories, cultures, languages and flag. For many Torres Strait Islander people, the flag is a powerful symbol of identity and belonging, whether they live on the islands, the mainland or overseas. - ኣብ ኣውስትራሊያ ሰለስተ ሰንደቕ ዕላማ ሓቢረን ከምበልብላ ይረኣያ እየን: - ናይ ኣውስትራሊያ ሃገራዊ ባንዴራ: ናይ ህዝብታት ኣቦርጅን ባንዴራን ናይ ቶረስ ስትረይት ኣይላንደር ባንዴራ ። ህዝብታት ኣቦርጅናውያንን ቶረስ ስትሪት ኣይላንደርን ኣብ ኣውስትራልያ ዝነብሩ ክልተ ፍሉያት ደቀባት እዮም ፣ ነፍሲ ወከፎም ነናቶም ታሪኽ ፡ ባህሊ ፡ ቋንቋታትን ባንዴራን ኣለዎም ። ሰንደቕ ዕላማ ናይ ቶረስ ስትሪት ኣይላንደራት ፡ ኣብ ደሴታት ይንበሩ ኣብ ቀንዲ መሬት ወይ ኣብ ወጻኢ ሃገር ይንበሩ ንመንነቶምን ንህላውነቶምን ዝገልጽ ሓያል ምልክት እዩ ። | — | ||||||
| 6/22/26 | ![]() ሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (23 ሰነ 2026) | * ኣብ ኣውሮጳ ብዘሎ ሓያል ሙቐት 18 ሰባት ቀቲሉ።...** ** ቀዳማይ ሚኒስተር ብሪጣንያ ካብ ስልጣኑ ከም ዝወረደ ድሕሪ ምግላጹ ፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣንቶኒ ኣልባነስ ፡ን ሰር ከይር ስታርመር ምስጋና ኣቕሪቡ ።...** ** ሊዮነል መሲ ኣብ ታሪኽ ዋንጫ ዓለም እቲ ዝበዝሐ ሸቶ ዘመዝገበ ተጻዋታይ ብምዃን ክብረ ወሰን ሰይሩ ።...** | — | ||||||
| 6/22/26 | ![]() ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስት SBS ትግርኛ (22 ሰነ 2026) | ን ሎሚ ሰኑይ 22 ሰነ 2026 ዝተዳለወ ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብ፥ | — | ||||||
| 6/22/26 | ![]() መዓልታዊ ጸብጻብ ዋንጫ ዓለም Word Cup 2026: ስጳኛ ናብ ንቡር ክትምለስ’ከላ ካቦ ቨርደ ድማ ኣብ ዋንጫ ዓለም ታሪኽ ትሰርሕ: | ስጳኛ ድሕሪ ወዲቓቶ ዝጸንሐት ናብ ንቡር ቦታኣ ብምምላስ ንመሪሕነት ጉጅለ H ወኒናቶ ፣ ካቦ ቨርደ ከኣ ኣንጻር ኡራጓይ ገጢማ ታሪኻዊ ናይ ፈለማ ሸቶ ዋንጫ ዓለም ብምርካብ ብማዕረ ነጥቢ ተፈላልያ። በልጅዩምን ኢራንን ኣብ ጉጅለ G ክፈላለያ ኣይከኣላን ፡ ግብጺ ድማ ንኒውዚላንድ ስዒራታ ። ናብ ዕለታዊ ጸብጻብ ውድድር ዋንጫ ዓለም እንቋዕ ኣራኸበና ። እዚ ናይ መዓልቲ 11 ውድድር ዋንጫ ዓለም ፊፋ 2026 ጽሟቕ ጸብጻብ እዩ ። | — | ||||||
Want analysis for the episodes below?Free for Pro Submit a request, we'll have your selected episodes analyzed within an hour. Free, at no cost to you, for Pro users. | |||||||||
| 6/22/26 | ![]() MiniPod: Banger | Words we use - MiniPod: Banger | Words we use | Learn a new phrase and make your English sound more natural and interesting. Words We Use is a bilingual series that helps you understand idioms like ‘Banger’. - Learn a new phrase and make your English sound more natural and interesting. Words We Use is a bilingual series that helps you understand idioms like ‘Banger’. | — | ||||||
| 6/21/26 | ![]() መረፃ ኢትዮጵያ፥ ሰልፊ ብልጽግና ካብ 486 መናብር ፓርላማ 438 ተዓዊቱ፡ ተባሂሉ። (ጸብጻብ) | ኢትዮጵያ ንዘዕቖበቶም ስደተኛታትን ሓተትቲ ዕቝባን ዝነደፈቶ "ምሕዋስ' ዝተሰምየ ሃገራዊ ንድፊ ወግዓዊ ገይራ። ልኡኽ ሰብኣዊ ጉዳያት ሕቡራት ሃገራት (ኦቻ) ምስ ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን መንግስቲ ኤርትራ ተዘራሪቡ። ሚኒስትር ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ጉዳይ ኣፍደገ ባሕሪ ከም "ናይ ጂኦፖለቲካዊ ውድድር" ከረአ የብሉን ኢሉ። ህወሓት፡ ነቲ ብኣመሪካ ዝተነብረ እገዳ ቪዛ 'ዘይሚዛናውዊ' ብምባል ነጺጉዎ። | — | ||||||
| 6/18/26 | ![]() ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (18 ሰነ 2026) | ን ሎሚ ሓሙስ 18 ሰነ 2026 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ፥ | — | ||||||
| 6/18/26 | ![]() World Cup Update: ኢንግላንድ ኣብ ልዕሊ ክሮኦሺያ ጸብለል ኢላ፡ ፖርቹጋል ብ ዲ ኣር ኮንጎ ካብ ዓወት ተኾሊፋ። | ኣብ ሻውዓይ መዓልቲ ጸወታ ፊፋ ዋንጫ ዓለም 2026፡ ሃገራት ኣፍሪቃ ደሚቐን ዊዒለን፡በዚ ድማ DR ኮንጎን ጋናን እወታዊ ውጽኢት ኣንጻር ፖርቹጋልን ፓናማን ኣመዝጊበን። ሃሪ ኬን ፡ ኢንግላንድ ኣብ ልዕሊ ክሮኦሺያ ዓብሊላ ክትወጽእ ዓቢ ግደ ተጻዊቱ። | — | ||||||
| 6/17/26 | ![]() ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ብሕቡራት ሃገራ ንዝቐረበ ክሲ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላትን ምላሽን (ጸብጻብ)✨ | Middle EastOPEC+3 | — | OPEC | ኢማራትስዑዲ ዓረብ+1 | OPECArab countries+3 | — | — | |
| 6/17/26 | ![]() ሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (17 ሰነ 2026) | ** የማናይ ሰልፊ ዋን ኔሽን ተቐባልነቱ እናዓበየ ኣብዝኸደሉ ዘሎ መራሒቱ ፖሊን ሃንሰን ኣብ ሃገራዊ ክለብ ፕረስ መደረ ከተስምዕ እያ... ** ዕብየት ቁጠባ ኣውስትራሊያ ናብቲ ኣድላዪ ዝኾነ ምዝሓል ይኸይድ ኣሎ ክብል ሪሰርቭ ባንክ ገሊጹ.. ** ሶማሊላንድ ኣብ ሃገረ እስራኤል ናይ ፈለማ ኤምባሲኣ ከፊታ። | — | ||||||
| 6/16/26 | ![]() How do charities and individual fundraisers work in Australia? - ማሕበራት ግብረ ሰናይን ሓገዝ ዝሓቱ ዉልቀሰባትን ዝምልከት ኣብ ኣውስትራሊያ ብኸመይ ይሰርሕ? | What are the rules around raising money and charities? How can you ensure you don't get scammed? Here is what you need to know if you're donating, raising money yourself or launching an online crowdfunding appeal. - ብዛዕባ ምሕታት ናይ ሓገዝ ገንዘብን ግብረ ሰናይን ዝምልከቱ ሕግታት እንታይ እዮም ? ከም ዘይጠፋፋእ ወይ ሃክ ከምዘይግበር ብኸመይ ከተረጋግጽ ትኽእል? ወፈያ ትገብር እንተ ኣሊኻ ፡ ናይ ሓገዝ ገንዘብ ገዛእ ርእስኻ ትሓትት እንተ ኣሊኻ ፡ ወይ ከኣ ኣብ ኦንላይን ናይ ክራውድፍንዲንግ ናይ ምሕጽንታ ሕቶ ትጅምር እንተ ኣሊኻ ክትፈልጦ ዝግባእ ኣብዚ ትሕዝቶ ኣሎካ ። | — | ||||||
| 6/16/26 | ![]() ሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (16 ሰነ 2026) | ** ቀዳማይ ሚኒስተር እስራኤል ንሃገሩ ካብቲ ኣብ መንጎ ኣመሪካን ኢራንን ዝግበር ስምምዕ ኣግሊልዋ... ** ሎሚ ዝጋባእ ሪሰርቭ ባንክ መጠን ወለድ ከምዘለዎ ከጽንሖ ትጽቢት ይግበር... **ቀዳማይ ሚኒስተር ኣንቶኒ ኣልባነሰ ጋንታ ሶኮሩ ንቱርኪየ ኣብ ዋንጫ ዓለም ፊፋ ካናዳ ብዘመዝገብቶ ዘደንቕ ዓወት ሓጎሱ ብምግላጽ ንጋንታ ሶኮሩ እንቋዕ ኣሓጎሰኩም ኢሉ ኣሎ ... | — | ||||||
| 6/15/26 | ![]() ቀጥታ ምልኡእ ትሕዝቶ ፖድካስት SBS ትግርኛ (15 ሰነ 2026) | ን ሎሚ ሰኑይ 15 ሰነ 2026 ዘዳለናዮ ትሕዝቶ ቀሪብና ኣለና፡ ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና; | — | ||||||
| 6/15/26 | ![]() World Cup Daily: ጀርመን ብገፊሕ ዓወት ትምርሽ ጃፓን ኣብቲ ዘደንቕ ጸወታ ብማዕረ ትፋላለ | ጀርመን ክትምርሽ'ከላ ጃፓን ኣብ መሳጢ ውድድር ዋንጫ ዓለም ኣብ ቃልሲ ዊዒላ ። እንቋዕ ብደሓን ናብ መዓልታዊ ጸብጻብ ውድድር ዋንጫ ዓለም መጻእኩም ። እናበልና እዚ ጽሟቕ ጸብጻብ 4ይ መዓልቲ ውድድር ዋንጫ ዓለም ፊፋ 2026 እዩ ። | — | ||||||
| 6/15/26 | ![]() MiniPod: On the back foot | Words we use - MiniPod: On the back foot | Words we use | Learn a new phrase and make your English sound more natural and interesting. Words We Use is a bilingual series that helps you understand idioms like 'On the back foot'. - Learn a new phrase and make your English sound more natural and interesting. Words We Use is a bilingual series that helps you understand idioms like 'On the back foot'. | — | ||||||
| 6/11/26 | ![]() ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስት SBS ትግርኛ (11 ሰነ 2026)✨ | newssociety+3 | — | — | — | Tigrinyanews+3 | — | 45m 41s | |
| 6/10/26 | ![]() ሰልፊ ብልጽግና ክሳብ ሕጂ ኣብ ዝተኣወጁ ውጽኢታት ምርጫ ኢትዮጵያ ዝተወዳደረሎም ኩሎም መናብር ከምዝሰዓረ ተፈሊጡ። (ጸብጻብ)✨ | Ethiopian electionspolitical analysis+3 | — | ኢትዮጵያ | ትግራይ | Ethiopiaelections+5 | — | 7m 32s | |
| 6/10/26 | ![]() #112 Keeping kids busy | Surviving school holidays (Med) - ትምህርቲ ቋንቋ እንግሊዝኛ ምስ SBS : Keeping kids busy | Surviving school holidays (Med)✨ | keeping kids busyschool holidays+4 | — | — | — | kidsschool holidays+4 | — | 11m 39s | |
| 6/10/26 | ![]() ሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (10 ሰነ 2026)✨ | newshealth+3 | — | — | ኢራንርእሲ ከተማ ሰሜን ኣየርላንድ+1 | IranEbola+3 | — | 4m 47s | |
Showing 25 of 1206
Pitch Fit is a Pro feature
See how bookable this show is for guests, which brands already advertise, the per-episode ad value, and the best-fit guest and sponsor profile. The numbers are blurred on the free plan.
How readily this show books outside guests like you.
How proven this show is for host-read sponsorships.
For Guests
ProFor Advertisers
ProUpgrade to Pro to unlock guest cadence, sponsor categories, fit scores, and per-episode ad value for this show.
Chart Positions
1 placement across 1 market.
Chart Positions
1 placement across 1 market.

























