
About this episode
This episode covers news from Israel, immigration issues, and sports updates.
ኣርእስታት ዜና፥ ሰራዊት እስራኤል ፡ ኣብ ደቡባዊ ሊባኖስ ኣብ ዝርከባ 11 ከተማታትን ኣቝሻትን ንዝነብሩ ሰባት ፡ ካብቲ ቦታ ብህጹጽ ክወጹ ትእዛዝ ኣመሓላሊፉ ኣሎ ። 80 ስደተኛታት ዝጸዓነት ጃልባ ካብ ፈረንሳ ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር ኣብ ዝገበረቶ ፈተነ ኣብታ ጃልባ ዝነበራ ክልተ ኣንስቲ ሞይተን ። ኣብ ኩዕሶ እግሪ ፡ ሳም ኬር ኣብ ግጥማት ሱፐር ሊግ ደቂ ኣንስትዮ ፡ ንቸልሲ ካብ ኩሉ ግዜ ዝለዓለ ኣመዝጋቢት ሸቶ ኮይናትላ ።
Topics covered
- news
- society
- culture
- immigration
- sports
Keywords
- ዜና
- እስራኤል
- ሰራዊት
- ደቡባዊ ሊባኖስ
- ጃልባ
- ኩዕሶ
- ሳም ኬር
- ግጥማት
- ሱፐር ሊግ
Mentioned in this episode
Organizations: SBS
Places: እስራኤል, ደቡባዊ ሊባኖስ, ብሪጣንያ, ፈረንሳ
More episodes of SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
- ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስት SBS ትግርኛ (11 ሰነ 2026) · June 11, 2026 · 46 min
- ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (11 ሰነ 2026) · June 11, 2026 · 9 min
- ሰልፊ ብልጽግና ክሳብ ሕጂ ኣብ ዝተኣወጁ ውጽኢታት ምርጫ ኢትዮጵያ ዝተወዳደረሎም ኩሎም መናብር ከምዝሰዓረ ተፈሊጡ። (ጸብጻብ) · June 10, 2026 · 8 min
- #112 Keeping kids busy | Surviving school holidays (Med) - ትምህርቲ ቋንቋ እንግሊዝኛ ምስ SBS : Keeping kids busy | Surviving school holidays (Med) · June 10, 2026 · 12 min
- ሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ (10 ሰነ 2026) · June 10, 2026 · 5 min
- ዋንጫ ዓለም ፊፋ 2026: ምድላዋት፣ መሓለኻታትን ትጽቢታትን፣ 'ብሉጽ ዳኛ ቪዛ ዝኽልከለሉ ዋንጫ ዓለም!' (ትንታነ ነጋ ወልደጊዮርጊስ) · June 10, 2026 · 18 min
Explore listener stats, chart rankings, contacts and more on the SBS Tigrinya - ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ podcast page.